Loading
ጸሓይ ዓሪባቶሎም ጸላእተይ ክድብሉ ምዕራፈይ ክዓጽውዎ ታሪኸይ ክዛዝሙ ውግአይ ተዋጊኡ ገልበጦ ትልምታቶም ብስትንፋስ ኣፍንጭኡ በተኖ ደመንኦም ደመንኦም (8) እና ተጸበዩ ውድቀተይ እና ተጸበዩ ጥፍኣተይ እና ተጸበዩ ዕርበተይ ጸሓየይ በሪቓ ኮይኑለይ ወጋሕታ ወጋሕታ (2) ወጋሕታ ኮይኑለይ ወጋሕታ (4) ዘይወግሕ መሲልዎም ጸልማት ከብዝሑ ኣብ ዙርያይ ጎዳጉደይ ከደፍኑ ራሓቦት ከይኮነለይ ተዛሪበ ኔረንድየ ምምጽኡ ርግጽ ኢለ እቲ ኹሉ ዝኽእል መጸኽራን ናዘለለ ናዘለለ ናዘለለ ናዘለለ ፍትወይ ናዘለለ(2) ኣይትሓዝን ብዓለም ኣይትሓዝን ኣይትሓዝን ብሓጢያት ኣይትሓዝን ኣይትሓዝን ብሰይጣን ኣይትሓዝን ብርሃነይ'ዩ የሱስ ትጸልማት ዘይሕዞ ጸልማት ኣይቅመጥን ንሱ ኣብዘለዎ (2) ዘይወግሕ መሲልዎም ጸልማት ከብዝሑ ኣብ ዙርያይ ጎዳጉደይ ከደፍኑ ራሓቦት ከይኮነለይ ተዛሪበ ኔረንድየ ምምጽኡ ርግጽ ኢለ እቲ ኹሉ ዝኽእል መጸኽራን ናዘለለ ናዘለለ ናዘለለ ናዘለለ ፍትወይ ናዘለለ(2) እና ተጸበዩ ውድቀተይ እና ተጸበዩ ጥፍኣተይ እና ተጸበዩ ዕርበተይ ጸሓየይ በሪቓ ኮይኑለይ ወጋሕታ ወጋሕታ (2) እና ተጸበዩ ውድቀተይ እና ተጸበዩ ጥፍኣተይ እና ተጸበዩ ዕርበተይ ጸሓየይ በሪቓ ኮይኑለይ ወጋሕታ ወጋሕታ (2) ወጋሕታ ኮይኑለይ ወጋሕታ (4)
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.