Loading
ኣብቲ ከቢድ ዝበልኩዎ ኣነ//2 ኣምላከይ ዩ ነሩ //3 ኣብቲ ዘይከኣል ዝበልኩዎ ኣነ //2 የሱስይ ዩ ንሩ //3 ጸላ-ኢ ክ--ፍክር ከሎ መንገደይ ክዓጹ ከሎ ኣምካክይ ግን ድበኽ ዩ ዝብለ ደበኽ ዩ ዝብለ //3 ብ---ምሕረት ኣምላክይ ዩ ነሩ//2 ብ---ልውሃት ኣምላክይ ዩ ነሩ//2 ብ---ፍቅሪ ኣምላክይ ዩ ነሩ //2 ኢዩ ነሩ //4 ስለቲ ኩሉ ፍቅካ/ሰናይካ ኣነ ሲ ከመስግነካ የ ጌና //2 ክባርከካይ የ ጌና //2 ክዕልልካ የ ጌና //2 ክዝምረልካ የ ጌና //2 ፍቅሪ ኢካ //3 ምሕረት ኢካ //3 ጎይታ ኢካ //3 እቲ ስልጡን እቲ ኩሉ ዝኽእል ደብኽ እባ በለ //3 ኣብ ፍቅሩ ትወኪለ ኣብ ምሕረቱ ተድጊፈ ኣብ ዕብየቱ ትኣሚነ ይነብር ኣሎኹ ኣነ //3
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.