Loading
ንደሙ ኣፍሲሱ ኣድሒኑኒ ንሂወቱ በጃ ኣሕሊፍ ተበጂኒ ግና መይቱ ኣይ-ተረፈን የሱሰይ ተንሲኡ ዩ ካብ መቃብር //2 ተስፋይ ሲ ተሓዲሱ //4 የሱስ ሲ ተንሲኡ ዩ ጎይታይ ሲ ተንሲኡ ዩ መድሕነይ ሱ ተንሲኡ ዩ ብትንሳኤ ኣነ ውን ተንሰእ ምስቲ ልዕል ምስቲ ስልጡን ገና ክጥሕስየ ምስ የሱስይ ደጊም ሞተይ ኣብቂዑ ህይው የ ነቲ ኣብ ድሒረይ ዘሎ እንዳ ረሳዕኩ ነቲ ኣብ ቅድመይ ዘሎ እንዳ ጠመትኩ ክጎይ የ ገና ናብቲ ዓስቢ ዓወት ኣይትሓዝን የ ብዝኮነ ኩነት ብዝሃበኒይ ቃል ከይተጠራጠርኩ ነዛ ሓላፊት ዓለም ከይ ጠመትኩ ኽግስግስ የ ጌና ናብቲ ዓስቢ ዓወት ኣይትሓዝን የ ብዝኮነ ኩነት
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.