Loading
ኣምላክ ምሳይ ካብ ኮነ //2 መን ደ ኣሉ ዝቃወመኒ/ዝከሰኒ //4 የለን ኮ ዝቃወመኒ የለን ኮ ዝከሰኒ ትማሊ ሓራ ሎሚ ውን ሓራ ጽባሕ ውን ሓራ ብክርስቶስ ሓራ //4 ዋጋይ ኣብቲ መስቐል ብደም ናይቲ ገንሸል ተከፊሉ ተከፊሉ ተከፈሉ //6 እቲ ደም ኣብቲ መስቐል እቲ ደም ዝፈሰሰ ንዓይ ሓርነት ንዓይ ናጽነት ንኽውጽእ ኢዩ //2 ስለዚ ክምልክ የ //2 ክዝምር የ //2 ክዕልለሉ የ //2 ክሽብሽብ የ //2 ክዕብዮ የ //2
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.
Metadata