Loading
Singer
ከይፈለጥኩኻ ፈልጥካኒ ከይሓሰብኩኻ ሓሲብካኒ ብስመይ ጸውዕካ ኣድሕንካኒ ፉሉዩ ፍቅርኻ የሱስ /3 ፍሉዩ ምድጋጽካ የሱስ/2 ክሳብ ሕጂ ትረዳኒ ኣሎኻ ክሳብ ሕጂ ትሕብሕበኒ ኣሎኻ ኡሩሩ //2 ናበልካ ኡሩሩ //2 ናበልካ ታተ //2 ናበልካ ታተ //2 ናበልካ ኒውዳሰኪ ክብርኻ ተፈጥረ ገናዊን ኒስምካ ክዚምርየ ልዕል ልዕል ከብለካ ነቲ ራኢሲ ህወት ብርኽ ብሪኽ ከብለካ ነቲ ራኢሲ ህወት ነብሰይ ኪትዝምረልካ ያ ነብሰይ ኪትውድሰካያ ኣብዝኾነ ኡነት //4 ቁዱስ ቅዱስ ናበልኩ ብሩኽ ብሩኽ ናበልኩ ሓያል ሓያል ናበልኩ ሂወት ዘበነይ የሕልፎለኹ ተባረኽ ዎሆይ ተባረኽ ተባረኽ የሱስ ተባረኽ ልዕል በል የሱስ ልዕል በል ልዕል በል ኣቦይ ልዕል በል