Loading
Singer
ክዝምር የ ጌና ክዝምር የ ጌና ክዝምር የ ጌና ኽስውእ ምስጋና ክዝምር የ ጌና ክዝምር የ ጌና ክዝምር የ ጌና ክዓን የ ምስጋና //2 ሰለ ኩሉ ግብርካ ክዝምር የ ጌና ማዓስ ቃላት ይገልጾ ክብዝሕ የ ምስጋና መግለጺ ኩሉ ዕብየካ ክምልኽ የ ጌና ብዝጥዓመ ቃና ብመስንቆ በገና ገና /ገና/ ገና //3// ገና ገና //2//3 ኣሰራራሓካ ፍሉይ መን ዩ ዝመስለካ ተኸቢርካ ትነብር ኣምላኸይ ኣብ ዝፋንካ ዘልኣለም እናተወደስካ እትነብር ጎይታ ኢካ ጌና ክውስኸሉ የ ጎይታይ ንኽብርካ ገና / ገና / ገና //3// ገና ገና //2 //3 ዕብየትካ ዘይተመራሪ ትኣምራት ገባሪ ዝማዓራረየካ የለን ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ ኣምልኾ ዕብየት ክብሪ ክትወስድብቁዕ ኢኻ ጌና ክውስኸሉ የ ኣነስ ንምስጋናካ ገና / ገና / ገና //3// ገና ገና //2 //3 ክቃየነሉ የ ጌና // 3ብዝታዓመ ቃና ከመስግኖ የ ጌና //3 ክፍቦ የ ምስግና ክዝምረሉ የ ጌና //3 ብምሰንቆ በገና ገና / ገና / ገና //3// ገና ገና //2 //3