Loading
ኣበይ ደኣ 'ለዉ 'ቶም ኩሎም ከሰስተየይ ምተይ ዝጽበዩ ውድቀት ናይዛ ቤተይ ቀዲሙ እንድዩ ወጺኡ እቲ ጎይታ ምሕረት ጽሒፍዎ ፍርደይ ክነብር ብሂወት ሞተይ እንድዩ ( ኮ) ሞይቱ እቲ ናተይ ጠበቃ ዝኸሰኒ የለን ወጺአየ ሓራ ሓራ ሓራ ሓራ ወጺአ ሓራ ለካ ምላሽ ኣለዎ ንኹሎም ከሰስተይ ምላሽ ኣለዎ ነቶም ዝኸሱኒ ምላሽ ኣለዎ ንሞት ዝፈርዱኒ ምላሽ ኣለዎ ምሕረትዩ ምላሹ ምላሽ ኣለዎ ፍቅሪ ምላሹ ምላሽ ኣለዎ ሂወት ዩ ምላሹ ምላሽ ኣለዎ ሂወት ምስ ተረፉ ሂወት ምስ ተረፉ ተተኣኻኸቡ ክስታቶም ሒዞም ምሕረቱ ይዓቢ ዘደርቢ የእማኖም ንሑሩያት ኣምላኽ መንዩ'ሞ ዝኸሶም ዝምሕር ዘጽድቅ ካብ ኮነ ኣምላኾም ብኢድ እተጻሕፈ ዕዳይ ደምሲስዎ ንሞት እተባህለ ኣዋጅ ገልቢጥዎ
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.