Loading
ግርማን ክብሪን ተኸሊሉ ኣብ ዘይቅረብ ብርሃን ዝነብር ከም የሱሰይ መናሎ ብኩሉ ዝኸቢር //2 ብግርማን ክብሪን ተኸሊልካ ኣብዘይቅረብ ብርሃን ትነቢር የሱሰይ መን ዩ ዝመስለካ ኣምላኸይ የለን //ዝወዳደረካ//3/የለን ዚመስለካ//3//የለን ንስኻስ ሉዑል ኣምላኽ ኢኻ ንስኻስ ጻድቅ ኣምላኽ ኢኻ ሰማይን ምድርን ዝዘርጋሕካ ፍጥረት ኩሉ ዝፈጠርካ ክሉ ስልጣን ናትካ ዩ ኩሉ ሓይሊ ኣብ ብኣካ ዩ //2 ኣብ ኢድካ ክሉ ሓይሊ ኣብ ኢድካ ዩ ኩሉ ኽብሪ ኣብ ኢድካ ዩ ኩሉ ዝና ኣብ ኢድካ ዩ ኣብ ኢድካ ዩ ኩሉ ይስማዕ ኣብ ኢድካ ዩ ኩሉ ይፍለጥ ኣብ ኢድካ ዩ የሱሰይስ መቃቢር ፈንቂልካ ብግርማ ዓሪግካ ኢኻ ሰብ ኣይኮንካን ሞትን ሂወትን ኣብ ኢድካ ዩ ኣሃ ኣሃ//4
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.