Loading
እቲ ጌዜ--- ቀሪባ ዩ //2 የሱስ ጎይታ ዝመጸሉ እቲ ግዜ በጺሑ ዩ //2 ማሕበር ኣምላክ ትከደሉ እቲ ግዜ በጺሑ ዩ ማሕበር ኣምላኽ ትዓረፈሉ እቲ ግዜ በጺሑ ዩ ምስ ክርስቶስ ንነግስሉ ተዳሊና ንጽናሕ ይሕዋተይ መጽእ ኣሎ ክወሰደና ምስኡ ድማ ከወርሰና ዓስብና ውን ክህበና //2 ክህበና //4 ክውርስና//4 መዝሙር ምስጋና ነቅርበሉ ን ጎይታና መዝሙር ምስጋና ንዘምረሉ ንየስሱና //4 ንእግዚኣብሄር ንወርሰሉ ምስኡ ድማ ንነብረሉ ናይ ምት ስጋ ዘብቃዓሉ ስማይዊ ንለብሰሉ //3
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.