Loading
ኣይረሳዕኩዎን ውዕለት ኣብቲ መስቀል ኣይረሳዕኩዎን ዋጋይ ኣብቲ መስቀል //2 ካበይ ከም ዝመጸኩ ኣይርስዖን የ //2 ካበይ ከም ዝመጸኩ ይፍልጥ የ //2 ሕጂው ንዓካ ክነብር የ ጌና //2 ሕጂ ውን ንዓካ ክዝምር የ ጌና ሕጂ ውን ንዓካ ከምልኽ የ ጌና ኣነ መን ቤተይ ከ እንታይ ያ //2 ክሳዕ ክንድዚ ዘፍቀርካያ ክሳዕ ክንድዚ ዝጋሰካያ ኽሳዕ ዝንድዚ ዝዕባካያ ክሳዕ ክንድዚ ዝክበርካያ ስለዚ ኣነን ቤተይ ውን ንዓካ ነምልኽ //2 የሱስ ምሳይ እንከሎ ዝጎደለይ የለን መሊኡለይ የንጀርብብ ኣሎ ጽውአይ ከምዚ ከማይ እንተለኩም ኣምስጉኑ ባርኹ ኣምላኽኩም //2 ዋጋይ ኣብቲ ምሰቀል ብዙሕ ዩ //2 ዋጋይ ኣብቲ መስቀል ብደሙ ዩ //2
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.