Loading
ኣብ የማናይ ኢድካ ንዝወቀጥካኒ መሕደሪኻ ክኽውን ንዝሓረኻኒ ሂበካ የ ኣነ መሉእ ዘመነይ ንስምካ ክኽብር ንሱ ዩ ዕጋበተይ (፪x) አዝ፦ ኣሎካ (፫x) ኣብ ጎነይ ዘይትጥንጥነኒ ብናይ ዕርቡን መንፈስ ዝሓተምካኒ ናተካ የ ዘለኣለም መን ዩ ዝኽሰኒ (፫x) ሓለዋካ ንዓይ ኣዝዪ ይግረመኒ ብየማን ብጸጋም ክትክበኒ ካልእ ኣይፈልጥን ንልበይ ዘዕረፈ ንስኻ ኢኻ የሱስ ንዓይ ሂወት (፪x) አዝ፦ ኣሎካ (፫x) ኣብ ጎነይ ዘይትጥንጥነኒ ብናይ ዕርቡን መንፈስ ዝሓተምካኒ ናተካ የ ዘለኣለም መን ዩ ዝኽሰኒ (፫x) ብምህሌት እስራኤል እትነብር ኣምላኽ ኣነ ውን ብግዜይ ንስምካ ይባርኽ ንዓኻ ምኽባር ዩ ንሱ ዪ ሂወተይ ካልእ የብለይ ዝሸሞ ኣብ ርእሰይ (፪x) አዝ፦ ኣሎካ (፫x) ኣብ ጎነይ ዘይትጥንጥነኒ ብናይ ዕርቡን መንፈስ ዝሓተምካኒ ናተካ የ ዘለኣለም መን ዩ ዝኽሰኒ (፫x)
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.
Removed the '1)' from the first line of of the lyrics.