Loading
ካብቲ ሓያል ዩ ዝበሃል የሱስ ትበልጽ ካብቲ ስልጡን ዩ ዝበሃል የሱስ ቲበልጽ ኣምላኸይ ትበልጽ //4 የሱሰይ ትበልጽ //4 ምንም ክጨንቀካ ኢድ ሰብ ኣይ ተገልጊለካን /2 ኩሉ ሓይሊን ስልጣኒን ኣብ ኢድካ ዩ ኩሉ ዚረን ዘይረአን ባኻዩ ዎ ንጉስ //3 ካብቲ ሓያል ዩ ዝበሃል የሱስ ትበልጽ ካብቲ ስልጡን ዩ ዝበሃል የሱስ ቲበልጽ ኣምላኸይ ትበልጽ //4 የሱሰይ ትበልጽ //4 ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኩሉ በኣኻ ጸኒዑ ሎ በኣኻ//2 ይኹን ምስ በልካ ዝከውን ይፈጠር ምስ በልካ ዚተፈጠረ ኣምላክይ ድንቂ //2 ካብቲ ሓያል ዩ ዝበሃል የሱስ ትበልጽ ካብቲ ስልጡን ዩ ዝበሃል የሱስ ቲበልጽ ኣምላኸይ ትበልጽ //4 የሱሰይ ትበልጽ //4
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.